
🌿 Answer to Question No. 1: Can Zara Selam Media Contribute to Peace?
If government supporters are seen as betraying the vision of the struggle, how can meaningful peace dialogue with them be possible? If some view opposition groups as anti‑country or disconnected from Eritrean identity, how can peace dialogue be pursued with them?
Should Zara Selam Media discuss religion, given that faith is a personal matter?
🌿 Eritrea is religiously and culturally diverse — doesn’t discussing religion risk being sensitive or divisive?

መልሲ ንሕቶ ቁጽሪ ሓደ፡ 🌿 ዛራ ሰላም መዲያ ሰላም ከተምጽእ ዶ’ ትኽእል እያ?
🌿 ሃይማኖት ናይ ብሕቲ ከም ምዃኑ መጠን ዛራ ሰላም ብዛዕባ ሃይማኖት እንተዘይ ተዛረበት ዝሓሸ እዩ?
🌿 ኢርትራ ኣዝብሓ ሃይማኖትን ባህልን ዘለዋ ሃገር ምዃና መጠን ብዛዕባ ሃይማኖት ምዝራብ ተነቃፊን ተሃዋስን ዶ’ ኣይከውንን?
ደገፍቲ መንግስቲ ብተቓወምቲ ከም ዕላማ ሰውራዊ ቃልስና ዝጠለሙ ኮይኖም ዝርኣዩ እንድሕሪ ኮይኖም ከመይ ጌርካ ትርጉም ዘለዎ ወይ ፍረ ዘለዎ ናይ ሰላም ልዝብ ክካየድ ይኽእል? ደገፍቲ ንተቓወምቲ ከም ጸረ ሃገርን ካብ ሃገራዊ መምንነት ዝረሓቑን ገይሮም ዝርእይዎም እንተ ኾይኖም ምስኣቶም ናይ ሰላም ዝርርብ ወይ ዘተ ክቕጽሉ ይኽእሉዶ?