Cultural


🌿

Eritrea’s cultural diversity is a national treasure. Zara Selam Media highlights traditions, values, and shared heritage from all communities, fostering appreciation and understanding across regions, faiths, and identities.

ናይ ኢርትራ ባህላዊ ብዙሕነት ሃገራዊ ሃብቲ እዩ ኢልና ንኣምን። ዛራ ሰላም በቲ ዘለዋ ትሕዝቶን ዓቕምን ነቲ ጸኒሕ ክቡር ልምድታትናን እቲ ናይ ሓባር ማሕበረ ሰባዊ ሓፈሻዊ ውርሻታትናን ዘሞግስን ዘንጸባርቕን ኣብ ኩሉ ዞናታትን እምነታትን መንነትን ክብሪ ከተዕሙቕ ትሰርሕ።

1. ኣብ ከም ኤርትራ ዝኣመሰለት ብዙሕ ባህልታት ዘለዋ ሃገር፡ ዛራ ሰላም ሜድያ ነየኖት ባህላዊ ልምድታት እያ ኣትኩሮ ትህብ ውይ ተዕዝዝ?
2. ናይ ከበሳ ክርስትያን ከበሳ ድሕረ-ባይታ ዘለዎም መስረቲ ዛራ ሰላም ሜድያ፡ ብኸመይ እዮም ንኻልኦት ኤርትራዊ ባህልታት ብብቕዓት ከንጸባርቑን ከኽብሩን ዝኽእሉ?
3. ኤርትራዊ ባህሊ ሰፊሕን ዝተፈላለየን እዩ — ዛራ ሰላም ሜድያ ኣበየኖት ናይ ባህሊ ጎንታት ወይ ሸነኻት እያ እተተኩር?
4. ዛራ ሰላም ሜድያ ኣብ ከም ኤርትራ ዝኣመሰለት ኣብዝሓ ባህላዊት ሃገር ብሓቂ ብዛዕባ ባህሊ ክትሰርሕ ትኽእልዶ?

1. In a multi‑cultural nation like Eritrea, which cultural traditions does Zara Selam Media emphasize?

2. How can the co‑founders of Zara Selam Media, who come from Christian highland backgrounds, meaningfully reflect and honor other Eritrean cultures?

3. Eritrean culture is broad and diverse — which aspects of culture does Zara Selam Media focus on?

4. Can Zara Selam Media realistically engage with culture in a country as multi‑cultural as Eritrea?

እዞም ዝስዕቡ ሕቶታት ኣብ ኣእሙሮ ኣንባባይ ቅልቅል ይብሉ’ዶ ይኾኑ?

ኤርትራ ኣብዛሓ ባህላዊ ልምድታት ዘለዋ ሃገር እያ ስለዚ ነናይ ባህሊ እያ ዛራ ሰላም ሜድያ ከተቃልሕ?

መልሲ ኣብ ሓጺር ግዜ።

መስረቲ ዛራ ሰላም ሜድያ ክርስቲያን ደቂ ከበሳ እዮም ከመይ ገይሮም ነቲ ካልእ ባህልታት ከንጸባርቕዎ ይኽእሉ?

መልሲ ኣብ ሓጺር ግዜ።

ባህሊ ሰፊሕ እዩ። ስለዚ ዛራ ሰላም ሜድያ ናበየናይ ባህሊ እያ ከተተኩር?

መልሲ ኣብ ሓጺር ግዜ።

ብሓፈሽኡ ምስቲ ኣብዝሓ ባህልታት ብዛዕባ ባህሊ ምዝራብ ንዛራ ሰላም ሜድያ የዋጽኣ ዶ?

መልሲ ኣብ ሓጺር ግዜ።

error: Content is protected !!