Political


ንልዑላውነት ምምካት
ዘሎ መድረኽ ብሩህ እዩ ንኩላህና
ኣቢይ ኣሕመድ መደረ ከስምዕ እንከሎ ሰሚዕና
ብርሃኑ ጁላ ክፍክርዶ ከይረኣና
ናይ ጀ/ል ኣበባው ኣብ ዓሰብ የራኽበና
ዝብል ፈኸራ ብዓይንና ኣንቢብና
ናይ በዓል ጻድቃን ጠለምቲ ብዓንተብኡ እንዳ ፈለጥና
ሕጂ ነቲ ናይ ቀደም ሕልሞም ክቕይሩ’ዶ ተጸቢና

ኦዲተራያላዊ መልእኽቲ ዛራ ሰላም ሜድያ
ዛራ ሰላም ሜድያ ብዛዕባ ውሽጣዊ ኤርትራዊ ምምቕቓላትን ፖለቲካዊ ፍልልያትን ባእስን ዘይ ጸጊዓዊ መርገጽ ከምእትሕዝ እዉጅን ንጹርን እዩ።  እንተኾነ ግን ኣብ ሃገራዊ ልዑላውነትን ኤርትራዊ ነጻነትን ኣብ ክብሪ ስዉኣት ኤርትራን ዝምልከት ንጹርን መትከላውን መርገጽ ከም እትሕዝ ነረጋግጽ። እዚ ኣብ ከባቢ ኤርትራ ዘሎ ዞባ ተኸሲቱ ዝርከብ ፖለቲካዊ ውጥረት ናብ ኲናት ዝማዕበለ ህሞትን ሃዋህውን ናይ ሃገራውን ልዑላውነትን ሃገራዊ ነጻነትን ጉዳይ እዩ።  ብሓጺሩ ክግለጽ እንከሎ ህላዌ ሃገረ ኤርትራ ዝምልከት ኩነታት እዩ።  ስለዝኾነ ድማ ንሃገራዊ ልዑላውነትን ኤርትራዊ ሃገራዊ ነጻነትን ክብሪ ስዉኣት ኤርትራን ብዝምልከት ዘየወላውል ንጹር መርገጽ ንሕዝ።

What Should the Stand of Eritreans Be in the Current Political Environment of the Horn of Africa?
Zara Selam Media maintains a strictly non-partisan stance regarding internal political divisions and domestic disputes.  However, on matters of national sovereignty, Eritrean independence, and the honor of Eritrean martyrs, it takes a clear and principled stand. The political environment of the region around Eritrea which has developed into a war environment is a national, sovereignty and national independence matter.  Thus, we take an uncompromising stand when it comes to national sovereignty, Eritrean independence, and the honor of our martyrs.
Given the rapidly evolving and increasingly volatile situation in the Horn of Africa, it has become imperative for Zara Selam Media to articulate its position and help Eritreans understand the gravity of the moment.

Zara Selam Media engages in politics through a non‑partisan, balanced, and peace‑centered lens. Our focus is on constructive dialogue, national unity, and encouraging political engagement that respects Eritrea’s diverse voices and experiences.

ዛራ ሰላም ሜድያ ፖለቲካዊ እጃማ ብዘይ ወድባውን ሰልፋውን ወገናውን ጸጊዕነት ሚዛናዊ ብዝኾነ ምእከሉ ኣብ ሰላም ብዝተኮረ ኣረኣእያ ትኸዶ። ኣትኩሮና ኣብ ሃናጺ ክትዕን ዝርርብን ሃገራዊ ሓድነት ዘቐደመን እቲ ፖለቲካዊ ተሳትፎ ድማ ነቲ ናይ ኤርትራ ኣብዝሓ ርእይቶን ድምጽን ብዘኽብርን መንገዲ እዩ።

The following questions may come to the reader’s mind:

1. What kind of political engagement will Zara Selam Media pursue?

2. Is adopting a non‑partisan position an opportunistic approach?

3. Is being non‑partisan a sign of being unpatriotic?

4. Can the current Eritrean political environment realistically support any form of peace dialogue?

5. If government supporters are seen as betraying the vision of the struggle, how can meaningful peace dialogue with them be possible?

6. If some view opposition groups as anti‑country or disconnected from Eritrean identity, how can peace dialogue be pursued with them?

ኦዲተራያላዊ መልእኽቲ ዛራ ሰላም ሜድያ
ዛራ ሰላም ሜድያ ብዛዕባ ውሽጣዊ ኤርትራዊ ምምቕቓላትን ፖለቲካዊ ፍልልያትን ባእስን ዘይ ጸጊዓዊ መርገጽ ከምእትሕዝ እዉጅን ንጹርን እዩ።  እንተኾነ ግን ኣብ ሃገራዊ ልዑላውነትን ኤርትራዊ ነጻነትን ኣብ ክብሪ ስዉኣት ኤርትራን ዝምልከት ንጹርን መትከላውን መርገጽ ከም እትሕዝ ነረጋግጽ። እዚ ኣብ ከባቢ ኤርትራ ዘሎ ዞባ ተኸሲቱ ዝርከብ ፖለቲካዊ ውጥረት ናብ ኲናት ዝማዕበለ ህሞትን ሃዋህውን ናይ ሃገራውን ልዑላውነትን ሃገራዊ ነጻነትን ጉዳይ እዩ።  ብሓጺሩ ክግለጽ እንከሎ ህላዌ ሃገረ ኤርትራ ዝምልከት ኩነታት እዩ።  ስለዝኾነ ድማ ንሃገራዊ ልዑላውነትን ኤርትራዊ ሃገራዊ ነጻነትን ክብሪ ስዉኣት ኤርትራን ብዝምልከት ዘየወላውል ንጹር መርገጽ ንሕዝ።

እዞም ዝስዕቡ ሕቶታት ኣብ ኣእሙሮ ኣንባባይ ቅልቅል ይብሉ’ዶ ይኾኑ?

1. ዛራ ሰላም ሜድያ እንታይ ዓይነት ፖለቲካዊ ኣረኣእያ ክትሕዝ?

2. ፖለቲካዊ ጸግዒ ናይ ውድብ ወይ ሰልፊ ዘይምሓዝ ናይ በለጽ መገጽ’ዶ ኣይኮነን?

3. ናይ ፓርቲ ዘይጸግዓዊ መርገጽ ምሓዝ ዘይሓርበኛዊ ምዃን ድዩ?

4. ህልዊ ውድዓዊ ኤርትራዊ ፖለቲካዊ ሃለዋት ፖለቲካዊ ልዝብ ወይ ክትዕ ይከኣል እዩ?

5. ደገፍቲ መንግስቲ ኤርትራ ነቲ ራኢ ናይ ቃልሲ ህዝቢ ኤርትራ እንዳ ጠለሙ ከመይ ጌርካ ምስኣቶም ልዝብ ይከኣል?

መልሲ ናይዘን ክልተ ሕቶታት እዚኣን ንምርኣይ ኣብዚ ጠውቑ

🍃 እቲ ጉዕዞ ነዊሕ እዩ፣ እንተኾነ ግን ኤርትራ ደቃ ነንሕድሕዶም ብዘይ ስክፍታን ብኣኽብሮትን ተስፋን ዝላዘቡላ ሃገር ክትከውን ዝግባኣ ሃገር እያ። 🍃

error: Content is protected !!